SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ by SBS

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

Radio: SBS Chill
Category: News & Politics
  • 3009 
    - 'ሃይማኖታውን ዓሌታውን ፍልልያት ብዘየገድስ ውህደት ዝነበሮም ኤርትራውያን ኣብ መልበርን ዘኪረ ኣብ’ዚ እዋን ሓድነት ዘይምህላው የሕዝነኒ' - ኣቶ ተወልደ ኪዳነ
    Thu, 15 Apr 2021
  • 3008 
    - ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዓድዋ ሰለስተ ሰባት ከምዝቐተሉን ብውሑዱ 19 ሰባት ከምዘቑሰሉን ኣረጋጊጸ ክብል መግለጺ ኣውጺኡ
    Thu, 15 Apr 2021
  • 3007 
    - ንኤርትራውያን እሱራት በብዓመቱ ምዝካር ጥራይ ዘይኮነ ጥርኑፍ ብዝኾነ መንገዲ ንዓለም ከነፍልጥን ከነቃልሕን ንጥፈታትና ከነሐይል ኣለና
    Thu, 15 Apr 2021
  • 3006 
    - ሰላማውያን ሰባት ኣብ ትግራይ ሕጂውን ግዳያት ኩናት ይኾኑ ኣለው - ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፖ
    Thu, 15 Apr 2021
  • 3005 
    - ኤርትራ ብእምነቶም ተኣሲሮም ዝጸንሑ ፈቲሓ፡ ካልኦት ዓሰርተታት ድማ ትኣሲራ።
    Thu, 15 Apr 2021
Show more episodes

More news & politics podcasts

More news & politics international podcasts